ማቴዎስ 9:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኪዱ እሞ፡ ‘መስዋእቲ ዘይኰነስ፡ ምሕረት እየ ዝደሊ’ ዚብል እንታይ ማለት ምዃኑ ተምሃሩ።+ ንጻድቃን ዘይኰነስ፡ ንሓጥኣን ክጽውዕ እየ መጺአ” በሎም። ማርቆስ 2:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሱስ እዚ ሰሚዑ፡ “ሓኪም ንሕሙማት ደኣ እምበር፡ ንጥዑያት ኣየድልዮምን እዩ። ኣነ ንጻድቃን ዘይኰነስ፡ ንሓጥኣን እየ ኽጽውዕ መጺአ” በሎም።+