ዘሌዋውያን 11:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሓሰማ+ ድማ ሸዀናኣ እተሰንጠቐን ሸዀናኣ እተመቕለን እያ፡ መጕስዕ ግና ኣይትመልስን እያ። ንሳ ንዓኻትኩም ርኽስቲ እያ። 8 ካብ ስጋአን ኣይትብልዑ፡ ገምበን እውን ኣይትተንክዩ። ንሳተን ንዓኻትኩም ርኹሳት እየን።+
7 ሓሰማ+ ድማ ሸዀናኣ እተሰንጠቐን ሸዀናኣ እተመቕለን እያ፡ መጕስዕ ግና ኣይትመልስን እያ። ንሳ ንዓኻትኩም ርኽስቲ እያ። 8 ካብ ስጋአን ኣይትብልዑ፡ ገምበን እውን ኣይትተንክዩ። ንሳተን ንዓኻትኩም ርኹሳት እየን።+