1 ሳሙኤል 16:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 የሆዋ ግና ንሳሙኤል፡ “ኣነ ንዒቐዮ እየ እሞ፡ ኣብ ትርኢቱን ኣብ ምንዋሕ ቍመቱን ኣይትጠምት።+ ሰብ ነቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ዘሎ እዩ ዚርኢ፡ የሆዋ ግና ልቢ እዩ ዚርኢ እሞ፡+ ኣምላኽሲ ኸምቲ ሰብ ዚርእዮ ኣይኰነን ዚርኢ” በሎ። 1 ዜና መዋእል 28:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “ኣታ ወደይ ሰሎሞን ድማ፡ ንኣምላኽ ኣቦኻ ፍለጦ፡ ብምሉእ* ልብን+ ብሕጉስ* ነፍስን* ኣገልግሎ፣ የሆዋስ ንዅሉ ልቢ ይምርምሮ፡+ ንዅሉ ዝንባለ ሓሳባት እውን የስተውዕሎ እዩ።+ እንተ ደሊኻዮ፡ ኪርከበልካ እዩ፣+ እንተ ሓዲግካዮ ግና፡ ንዘለኣለም ኪድርብየካ እዩ።+ 2 ዜና መዋእል 6:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ሽዑ ንስኻ ኻብ ሰማያት፡ ካብቲ እትነብረሉ ቦታ ስማዕ፡+ ይቕረ በል፣+ ንስኻ በይንኻ ንልቢ ሰብ ብሓቂ ትፈልጥ ኢኻ እሞ፡ ልቡ ስለ እትፈልጥ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ኵሉ መገድታቱ ፍደዮ።+
7 የሆዋ ግና ንሳሙኤል፡ “ኣነ ንዒቐዮ እየ እሞ፡ ኣብ ትርኢቱን ኣብ ምንዋሕ ቍመቱን ኣይትጠምት።+ ሰብ ነቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ዘሎ እዩ ዚርኢ፡ የሆዋ ግና ልቢ እዩ ዚርኢ እሞ፡+ ኣምላኽሲ ኸምቲ ሰብ ዚርእዮ ኣይኰነን ዚርኢ” በሎ።
9 “ኣታ ወደይ ሰሎሞን ድማ፡ ንኣምላኽ ኣቦኻ ፍለጦ፡ ብምሉእ* ልብን+ ብሕጉስ* ነፍስን* ኣገልግሎ፣ የሆዋስ ንዅሉ ልቢ ይምርምሮ፡+ ንዅሉ ዝንባለ ሓሳባት እውን የስተውዕሎ እዩ።+ እንተ ደሊኻዮ፡ ኪርከበልካ እዩ፣+ እንተ ሓዲግካዮ ግና፡ ንዘለኣለም ኪድርብየካ እዩ።+
30 ሽዑ ንስኻ ኻብ ሰማያት፡ ካብቲ እትነብረሉ ቦታ ስማዕ፡+ ይቕረ በል፣+ ንስኻ በይንኻ ንልቢ ሰብ ብሓቂ ትፈልጥ ኢኻ እሞ፡ ልቡ ስለ እትፈልጥ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ኵሉ መገድታቱ ፍደዮ።+