ማቴዎስ 19:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ደጊመ እብለኩም ኣለኹ፡ ሃብታም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዚኣቱስ፡ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቐልል” በሎም።+ ማርቆስ 10:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ሃብታም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዚኣቱስ፡ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቐልል” ኢሉ መለሰሎም።+