ሉቃስ 1:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ኣብ ሻድሻይ ወርሓ፡ ገብርኤል መልኣኽ+ ካብ ኣምላኽ ናብ ናዝሬት እትብሃል ከተማ ገሊላ ተላእከ፣ 27 ናብታ ኻብ ቤት ዳዊት፡ ንዮሴፍ ዝስሙ ሰብኣይ እተሓጽየት ድንግል+ ድማ እዩ እተላእከ፣ ስም እታ ድንግል ከኣ ማርያም ነበረ።+
26 ኣብ ሻድሻይ ወርሓ፡ ገብርኤል መልኣኽ+ ካብ ኣምላኽ ናብ ናዝሬት እትብሃል ከተማ ገሊላ ተላእከ፣ 27 ናብታ ኻብ ቤት ዳዊት፡ ንዮሴፍ ዝስሙ ሰብኣይ እተሓጽየት ድንግል+ ድማ እዩ እተላእከ፣ ስም እታ ድንግል ከኣ ማርያም ነበረ።+