ማቴዎስ 23:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ኣብ መንበር ሙሴ ተቐሚጦም ኣለዉ። ማቴዎስ 23:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብ ድራር ምርኡይ ቦታ፡ ኣብ ምኵራባት ከኣ ቀዳሞት* መናብር ይደልዩ፣+ 7 ኣብ ዕዳጋ ሰላምታ ኺውሃቦምን መምህር* ተባሂሎም ኪጽውዑን ይደልዩ። ማርቆስ 12:38-40 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 ኣብ ትምህርቱ ኸኣ ከምዚ በለ፦ “ካብቶም ወለል ዚብል ክዳን ተኸዲኖም ዚዞሩን ኣብ ዕዳጋ ሰላምታ ኺውሃቦም ዚደልዩን ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ፣+ 39 ኣብ ምኵራባት ቀዳሞት* መናብር፡ ኣብ ድራር ከኣ ምርኡይ ቦታ ይደልዩ እዮም።+ 40 ንሳቶም ኣባይቲ* መበለታት ይውሕጡ፡ ምእንቲ ኺርኣዩ* ድማ ጸሎት የንውሑ እዮም። እዚኣቶም ዝገደደ* ፍርዲ ኪቕበሉ እዮም።”
38 ኣብ ትምህርቱ ኸኣ ከምዚ በለ፦ “ካብቶም ወለል ዚብል ክዳን ተኸዲኖም ዚዞሩን ኣብ ዕዳጋ ሰላምታ ኺውሃቦም ዚደልዩን ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ፣+ 39 ኣብ ምኵራባት ቀዳሞት* መናብር፡ ኣብ ድራር ከኣ ምርኡይ ቦታ ይደልዩ እዮም።+ 40 ንሳቶም ኣባይቲ* መበለታት ይውሕጡ፡ ምእንቲ ኺርኣዩ* ድማ ጸሎት የንውሑ እዮም። እዚኣቶም ዝገደደ* ፍርዲ ኪቕበሉ እዮም።”