ማቴዎስ 24:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ንጥኑሳትን ንዜጥብዋን ወይለአን! ማርቆስ 13:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ንጥኑሳትን ንዜጥብዋን ወይለአን!+ ሉቃስ 23:28, 29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 የሱስ ከኣ ናብተን ኣንስቲ ግልጽ ኢሉ፡ “ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡ ደጊም ኣይትብከያለይ። ንርእስኽንን ንደቅኽንን ደኣ ብኸያ፣+ 29 እንሆ፡ ‘እታ መኻንን እታ ዘይወለደት ከርስን እተን ዘየጥበዋ ኣጥባትን ሕጉሳት እየን!’ ዚብሉለን መዓልትታትሲ ኺመጻ እየን።+
28 የሱስ ከኣ ናብተን ኣንስቲ ግልጽ ኢሉ፡ “ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡ ደጊም ኣይትብከያለይ። ንርእስኽንን ንደቅኽንን ደኣ ብኸያ፣+ 29 እንሆ፡ ‘እታ መኻንን እታ ዘይወለደት ከርስን እተን ዘየጥበዋ ኣጥባትን ሕጉሳት እየን!’ ዚብሉለን መዓልትታትሲ ኺመጻ እየን።+