ማቴዎስ 26:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ምስ መሰየ፡+ ምስቶም 12 ደቀ መዛሙርቲ ኣብ መኣዲ ተቐመጠ።+ ማርቆስ 14:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ምስ መሰየ፡ ምስቶም ዓሰርተው ክልተ መጸ።+