ሉቃስ 18:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ነቶም ዓሰርተው ክልተ ወሲዱ ድማ፡ “እንሆ፡ ናብ የሩሳሌም ንድይብ ኣለና፣ እቲ ብዛዕባ ወዲ ሰብ ብነብያት እተጻሕፈ ዅሉ ኸኣ ኪፍጸም እዩ።+