ዮሃንስ 18:38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 ጲላጦስ ድማ፡ “ሓቂ እንታይ እዩ፧” በሎ። እዚ ምስ በለ፡ ከም ብሓድሽ ናብ ኣይሁድ ወጺኡ፡ “ኣነስ ሓንቲ በደል እኳ ኣይረኸብኩሉን።+