ዘዳግም 21:22, 23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 “ሰብ ሞት ዜፍርድ ሓጢኣት እንተ ገይሩ እሞ እንተ ተቐቲሉ፡+ ኣብ ጕንዲ ኸኣ እንተ ሰቒልካዮ፡+ 23 ሬሳኡ በታ መዓልቲ እቲኣ ቕበሮ እምበር፡ ኣብ ጕንዲ ኣይሕደር።+ እቲ እተሰቕለስ ብኣምላኽ እተረግመ እዩ፣+ ነታ የሆዋ ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ምድሪ ድማ፡ ኣይተርክሳ።+
22 “ሰብ ሞት ዜፍርድ ሓጢኣት እንተ ገይሩ እሞ እንተ ተቐቲሉ፡+ ኣብ ጕንዲ ኸኣ እንተ ሰቒልካዮ፡+ 23 ሬሳኡ በታ መዓልቲ እቲኣ ቕበሮ እምበር፡ ኣብ ጕንዲ ኣይሕደር።+ እቲ እተሰቕለስ ብኣምላኽ እተረግመ እዩ፣+ ነታ የሆዋ ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ምድሪ ድማ፡ ኣይተርክሳ።+