ዘሌዋውያን 12:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ናይ ወዲ ወይ ናይ ጓል መዓልትታት ንጽህናኣ ምስ መልአት፡ ኣብ ቀዳማይ ዓመቱ ዘሎ ገንሸል* ንዚሓርር መስዋእቲ፡+ ጫቚት ርግቢ ወይ ባሬቶ ኸኣ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ናብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ፡ ናብ ካህን ተምጽእ።
6 ናይ ወዲ ወይ ናይ ጓል መዓልትታት ንጽህናኣ ምስ መልአት፡ ኣብ ቀዳማይ ዓመቱ ዘሎ ገንሸል* ንዚሓርር መስዋእቲ፡+ ጫቚት ርግቢ ወይ ባሬቶ ኸኣ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ናብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ፡ ናብ ካህን ተምጽእ።