ኢሳይያስ 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ብዙሓት ህዝብታት ድማ ኪኸዱ፡“ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ፡ናብ ቤት ኣምላኽ ያእቆብ ንደይብ።+ ንሱ ጐደናታቱ ኺምህረና፡ንሕና እውን ብመገድታቱ ኽንመላለስ ኢና” ኸኣ ኪብሉ እዮም።+ ሕግስ* ካብ ጽዮን፡ቃል የሆዋ ድማ ካብ የሩሳሌም ኪወጽእ እዩ።+ ሮሜ 9:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንሳቶም እስራኤላውያን እዮም። ውሉድነትን+ ክብርን ኪዳናትን+ ምቕባል ሕግን+ ቅዱስ ኣገልግሎትን+ ተስፋታትን+ ናታቶም እዩ።
3 ብዙሓት ህዝብታት ድማ ኪኸዱ፡“ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ፡ናብ ቤት ኣምላኽ ያእቆብ ንደይብ።+ ንሱ ጐደናታቱ ኺምህረና፡ንሕና እውን ብመገድታቱ ኽንመላለስ ኢና” ኸኣ ኪብሉ እዮም።+ ሕግስ* ካብ ጽዮን፡ቃል የሆዋ ድማ ካብ የሩሳሌም ኪወጽእ እዩ።+