ዘጸኣት 16:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እስራኤላውያን ነዚ ምስ ረኣዩ፡ እንታይ ምዃኑ ኣይፈለጡን ነበሩ እሞ፡ ንሓድሕዶም፡ “እንታይ እዩ፧” ተባሃሃሉ። ሙሴ ኸኣ፡ “እዚ፡ የሆዋ ኽትበልዕዎ ዝሃበኩም እንጌራ እዩ።+ ዘሁልቍ 11:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እቲ ማና+ ኸኣ ከም ፍረ ጻቕዳ ነበረ፣+ ትርኢቱ ድማ ከም ትርኢት ዕንዲዳ ብዶላሕ ነበረ።
15 እስራኤላውያን ነዚ ምስ ረኣዩ፡ እንታይ ምዃኑ ኣይፈለጡን ነበሩ እሞ፡ ንሓድሕዶም፡ “እንታይ እዩ፧” ተባሃሃሉ። ሙሴ ኸኣ፡ “እዚ፡ የሆዋ ኽትበልዕዎ ዝሃበኩም እንጌራ እዩ።+