ዮሃንስ 5:28, 29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኣብ መቓብር* ዘለዉ ዅላቶም ድምጹ ዚሰምዑላ ሰዓት ትመጽእ ኣላ እሞ፡ በዚ ኣይትገረሙ።+ 29 ሽዑ፡ እቶም ሰናይ ዝገበሩ ናብ ትንሳኤ ህይወት፡ እቶም ክፉእ ዝገበሩ ኸኣ ናብ ትንሳኤ ፍርዲ ኺወጹ እዮም።+ ሮሜ 6:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ብኣምሳል ሞቱ ምስኡ እንተ ሓቢርና፡+ ብኣምሳል ትንሳኤኡ እውን ብርግጽ ምስኡ ኽንሓብር ኢና።+
28 ኣብ መቓብር* ዘለዉ ዅላቶም ድምጹ ዚሰምዑላ ሰዓት ትመጽእ ኣላ እሞ፡ በዚ ኣይትገረሙ።+ 29 ሽዑ፡ እቶም ሰናይ ዝገበሩ ናብ ትንሳኤ ህይወት፡ እቶም ክፉእ ዝገበሩ ኸኣ ናብ ትንሳኤ ፍርዲ ኺወጹ እዮም።+