ዮሃንስ 6:65 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 65 ኣስዒቡ ኸኣ፡ “ስለዚ ድማ እየ፡ ‘እቲ ኻብ ኣቦ እተዋህቦ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ናባይ ኪመጽእ ዚኽእል የልቦን’ ዝበልኩኹም” በሎም።+