-
ዘጸኣት 33:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ፡ “ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ ሞገስ ረኺብካ ኣለኻ፡ ብስምካ ድማ እፈልጠካ እየ እሞ፡ እዚ ዝበልካዮ ነገር እውን ክገብር እየ” በሎ።
-
-
ዘጸኣት 33:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ኣስዒቡ ኸኣ፡ “ሰብ ርእዩኒ ብህይወት ኣይነብርን እዩ እሞ፡ ገጸይ ክትርኢ ኣይትኽእልን ኢኻ” በሎ።
-