ምሳሌ 8:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 የሆዋ ኣብ መጀመርታ መገዱ፡+ካብ ጥንታዊ ዕማማቱ ቐዳማይ ገበረኒ።+ ምሳሌ 8:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ሽዑ፡ ክኢላ ሰራሕተኛ ዀይነ ምስኡ ነበርኩ።+ መዓልቲ መዓልቲ ድማ ብእኡ ኣዝየ ዝፍቶ ነበርኩ፣+ኵሉ ግዜ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እሕጐስ ነበርኩ።+