ዘዳግም 17:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እቲ ዚመውት ብምስክርነት* ክልተ መሰኻኽር ወይ ሰለስተ መሰኻኽር+ ይቀተል። ብምስክርነት ሓደ ምስክር ኣይቀተል።+ ዘዳግም 19:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “ሰብ ብዛዕባ ዝገበሮ ዝዀነ ስሕተት ወይ ዝዀነ በደል፡ ብሓደ ምስክር ገበነኛ ኪኸውን* ኣይክእልን እዩ።+ ነገር ብምስክርነት* ክልተ መሰኻኽር ወይ ብምስክርነት ሰለስተ መሰኻኽር ይጽናዕ።+
15 “ሰብ ብዛዕባ ዝገበሮ ዝዀነ ስሕተት ወይ ዝዀነ በደል፡ ብሓደ ምስክር ገበነኛ ኪኸውን* ኣይክእልን እዩ።+ ነገር ብምስክርነት* ክልተ መሰኻኽር ወይ ብምስክርነት ሰለስተ መሰኻኽር ይጽናዕ።+