ዮሃንስ 7:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ክትደልዩኒ፡ ግናኸ ኣይክትረኽቡንን ኢኹም፣ ናብቲ ኣነ ዘለኽዎ ኸኣ ክትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም” በለ።+ ዮሃንስ 13:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ደቀየ፡ ቍሩብ ግዜ ምሳኻትኩም ኣለኹ። ክትደልዩኒ ኢኹም፣ ከምቲ ንኣይሁድ፡ ‘ናብቲ ዝኸዶ ኽትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም’ ዝበልክዎም ድማ፡+ ንዓኻትኩም እውን እብለኩም ኣለኹ።
33 ደቀየ፡ ቍሩብ ግዜ ምሳኻትኩም ኣለኹ። ክትደልዩኒ ኢኹም፣ ከምቲ ንኣይሁድ፡ ‘ናብቲ ዝኸዶ ኽትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም’ ዝበልክዎም ድማ፡+ ንዓኻትኩም እውን እብለኩም ኣለኹ።