ዮሃንስ 10:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ንስኻትኩም ግና፡ ካብተን ኣባጊዐይ ስለ ዘይኰንኩም፡ ኣይትኣምኑን ኢኹም።+ 1 ዮሃንስ 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንሕና ኻብ ኣምላኽ ኢና። እቲ ንኣምላኽ ዚፈልጥ፡ ይሰምዓና፣+ እቲ ኻብ ኣምላኽ ዘይኰነ፡ ኣይሰምዓናን እዩ።+ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ ሓቅን ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ ስሕተትን በዚ ኢና እነለሊ።+
6 ንሕና ኻብ ኣምላኽ ኢና። እቲ ንኣምላኽ ዚፈልጥ፡ ይሰምዓና፣+ እቲ ኻብ ኣምላኽ ዘይኰነ፡ ኣይሰምዓናን እዩ።+ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ ሓቅን ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ ስሕተትን በዚ ኢና እነለሊ።+