ዮሃንስ 5:41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 41 ካብ ሰብ ክብሪ ኣይቅበልን እየ፣ ዮሃንስ 7:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 እቲ ኻብ ርእሱ ዚዛረብ፡ ክብሪ ርእሱ እዩ ዚደሊ፣ እቲ ነቲ ዝለኣኾ ኬኽብር ዚደሊ ግና፡+ ንሱ ሓቀኛ እዩ፣ ኣብኡ ድማ ዓመጻ የልቦን።