ዮሃንስ 7:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ ኪምህር ከሎ ኸኣ፡ ዓው ኢሉ፡ “ንዓይ ትፈልጡኒ፡ ካበይ ምዃነይ እውን ትፈልጡ ኢኹም። ኣነ ብርእሰይ ኣይመጻእኩን፣+ እቲ ዝለኣኸኒ ግና ናይ ሓቂ እዩ፡ ንስኻትኩም እውን ኣይትፈልጥዎን ኢኹም።+
28 የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ ኪምህር ከሎ ኸኣ፡ ዓው ኢሉ፡ “ንዓይ ትፈልጡኒ፡ ካበይ ምዃነይ እውን ትፈልጡ ኢኹም። ኣነ ብርእሰይ ኣይመጻእኩን፣+ እቲ ዝለኣኸኒ ግና ናይ ሓቂ እዩ፡ ንስኻትኩም እውን ኣይትፈልጥዎን ኢኹም።+