ሉቃስ 4:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “ንድኻታት ከበስሮም ስለ ዝቐብኣኒ፡ መንፈስ የሆዋ* ኣብ ልዕለይ እዩ። ንምሩኻት ምውጻእ ሓራ፡ ንዕዉራት ድማ ምርኣይ ክእውጅ፡ ንግፉዓት ሓራ ኸውጽእ፡+ ዮሃንስ 12:46 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 46 ብኣይ ዚኣምን ኵሉ፡ ኣብ ጸልማት ምእንቲ ኸይነብር፡+ ኣነ ብርሃን ኰይነ ናብ ዓለም መጺአ ኣለኹ።+