1 ሳሙኤል 17:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ዳዊት ከኣ ንሳኦል፡ “ጊልያኻ መጓሰ ኣቦኡ ይጓሲ ነይሩ፣ ኣንበሳ+ መጺኡ ኻብቲ መጓሰ ሓንቲ በጊዕ ምስ ወሰደ፡ ድቢ እውን ከምኡ ምስ ገበረ፡ 1 ሳሙኤል 17:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ኣነ ደድሕሪኡ ወጺአ ቐቲለዮ፡ ካብ ኣፉ እውን ኣናጊፈ። ምስ ተንስኣኒ ኸኣ፡ ብጸጕሩ* ሒዘ ወቒዐ ቐቲለዮ። ማቴዎስ 20:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ ኬገልግልን+ ህይወቱ* ምእንቲ ብዙሓት በጃ ኼሕልፍን እምበር፡ ኪግልገል ኢሉ ኣይመጸን።”+ እብራውያን 13:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 እቲ ነቲ ዓብዪ ጓሳ+ ኣባጊዕ ዝዀነ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ምስ ደም እቲ ናይ ዘለኣለም ኪዳን ካብ ምዉታት ዘተንስኦ ኣምላኽ ሰላም፡