ማቴዎስ 26:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሽዑ፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይቲ ህዝብን ኣብ ኣጸድ እቲ ቀያፋ ዚብሃል ሊቀ ኻህናት ተኣኪቦም፡+ ሉቃስ 3:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ሃናን ቀያፋን ሊቃውንቲ ኻህናት ከለዉ፡+ ቃል ኣምላኽ ናብ ዮሃንስ+ ወዲ ዘካርያስ፡ ኣብ በረኻ መጸ።+ ግብሪ ሃዋርያት 4:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንጽብሒቱ፡ ኣሕሉቖምን ዓበይቶምን ጸሓፍቶምን ኣብ የሩሳሌም ተኣከቡ፣ 6 ምሳታቶም እውን ሃና+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ቀያፋን+ ዮሃንስን እስክንድሮስን ቤተ ሰብ ሊቀ ኻህናት ዘበሉን ነበሩ።
5 ንጽብሒቱ፡ ኣሕሉቖምን ዓበይቶምን ጸሓፍቶምን ኣብ የሩሳሌም ተኣከቡ፣ 6 ምሳታቶም እውን ሃና+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ቀያፋን+ ዮሃንስን እስክንድሮስን ቤተ ሰብ ሊቀ ኻህናት ዘበሉን ነበሩ።