ዮሃንስ 8:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ሽዑ፡ የሱስ፡ “ንወዲ ሰብ ምስ ሰቐልኩምዎ፡+ ሽዑ ኣነ ንሱ ምዃነይን+ ካብ ርእሰይ ሓንቲ እኳ ኸም ዘይገብርን ክትፈልጡ ኢኹም፣+ ግናኸ፡ ከምቲ ኣቦይ ዝመሃረኒ፡ ከምኡ እየ ዝዛረብ።
28 ሽዑ፡ የሱስ፡ “ንወዲ ሰብ ምስ ሰቐልኩምዎ፡+ ሽዑ ኣነ ንሱ ምዃነይን+ ካብ ርእሰይ ሓንቲ እኳ ኸም ዘይገብርን ክትፈልጡ ኢኹም፣+ ግናኸ፡ ከምቲ ኣቦይ ዝመሃረኒ፡ ከምኡ እየ ዝዛረብ።