ማቴዎስ 16:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኣነ ኸኣ እብለካ ኣለኹ፦ ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ፣+ ንጉባኤይ ከኣ ኣብዛ ኸውሒ+ እዚኣ ኽሃንጻ እየ፣ ኣፍ ደገታት መቓብር* እውን ኣይኪሕይልዋን እዮም።