ፊልጲ 2:5-7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ኣተሓሳስባ፡+ ኣባኻትኩም እውን ይሃሉ። 6 ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡+ ማዕረ ኣምላኽ ንምዃን ኪፍትን ኢሉ እኳ ኣይሓሰበን።+ 7 የግዳስ፡ ገዛእ ርእሱ ባዶ ገይሩ፡ መልክዕ ባርያ ወሲዱ፡+ ሰብ እውን ኰይኑ እዩ።*+
5 እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ኣተሓሳስባ፡+ ኣባኻትኩም እውን ይሃሉ። 6 ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡+ ማዕረ ኣምላኽ ንምዃን ኪፍትን ኢሉ እኳ ኣይሓሰበን።+ 7 የግዳስ፡ ገዛእ ርእሱ ባዶ ገይሩ፡ መልክዕ ባርያ ወሲዱ፡+ ሰብ እውን ኰይኑ እዩ።*+