መዝሙር 41:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እቲ ምሳይ ሰላም ዘለዎ ኣነ ዝኣምኖ ሰብ፡+እቲ እንጌራይ ዚበልዕ ዝነበረ እኳ፡ ሸዀናኡ ኣባይ ኣልዒሉ።*+ ማቴዎስ 26:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “እቲ ኢዱ ምሳይ ኣብ ጻሕሊ ዜጥልቕ፡ ንሱ እዩ ኣሕሊፉ ዚህበኒ።+