ዮሃንስ 15:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንኣቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ምእንቲ ኺህበኩም፡ ኣነ ደኣ እየ ሓርየኩም እምበር፡ ንስኻትኩምሲ ኣይሓረኹምንን፣ ክትከዱን ፍረ ኽትፈርዩን ፍረኹም ነባሪ ኪኸውንን እውን እየ ሸይመኩም።+
16 ንኣቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ምእንቲ ኺህበኩም፡ ኣነ ደኣ እየ ሓርየኩም እምበር፡ ንስኻትኩምሲ ኣይሓረኹምንን፣ ክትከዱን ፍረ ኽትፈርዩን ፍረኹም ነባሪ ኪኸውንን እውን እየ ሸይመኩም።+