ያእቆብ 4:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኣትን ዘመውቲ፡* ዕርክነት ምስ ዓለምሲ ጽልኢ ምስ ኣምላኽ ምዃኑዶ ኣይትፈልጣን ኢኽን፧ እምበኣር፡ እቲ ዓርኪ ዓለም ኪኸውን ዚደሊ፡ ጸላእ ኣምላኽ እዩ ዚኸውን።+
4 ኣትን ዘመውቲ፡* ዕርክነት ምስ ዓለምሲ ጽልኢ ምስ ኣምላኽ ምዃኑዶ ኣይትፈልጣን ኢኽን፧ እምበኣር፡ እቲ ዓርኪ ዓለም ኪኸውን ዚደሊ፡ ጸላእ ኣምላኽ እዩ ዚኸውን።+