ዮሃንስ 5:37, 38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 እቲ ዝለኣኸኒ ኣቦ ኸኣ፡ ንሱ ባዕሉ ብዛዕባይ መስኪሩ እዩ።+ ንስኻትኩም ድምጹ ኸቶ ኣይሰማዕኩምን፡ ምስሉ እውን ኣይረኣኹምን፣+ 38 በቲ ንሱ ዝለኣኾ ስለ ዘይኣመንኩም ከኣ፡ ቃሉ ኣባኻትኩም ኣይሓደረን።
37 እቲ ዝለኣኸኒ ኣቦ ኸኣ፡ ንሱ ባዕሉ ብዛዕባይ መስኪሩ እዩ።+ ንስኻትኩም ድምጹ ኸቶ ኣይሰማዕኩምን፡ ምስሉ እውን ኣይረኣኹምን፣+ 38 በቲ ንሱ ዝለኣኾ ስለ ዘይኣመንኩም ከኣ፡ ቃሉ ኣባኻትኩም ኣይሓደረን።