ማቴዎስ 26:47 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 47 ንሱ ገና ኺዛረብ ከሎ፡ እንሆ፡ ይሁዳ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ መጸ፣ ምስኡ ድማ ካብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ካብ ዓበይቲ ህዝብን፡ ኣስያፍን ኣባትርን ዝሓዙ ብዙሓት ህዝቢ መጹ።+ ማርቆስ 14:43 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 43 ብኡብኡ ኸኣ፡ ገና ኺዛረብ ከሎ፡ ይሁዳ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ መጸ፣ ምስኡ ድማ ካብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ካብ ጸሓፍትን ካብ ዓበይትን፡ ኣስያፍን ኣባትርን ዝሓዙ ህዝቢ መጹ።+
47 ንሱ ገና ኺዛረብ ከሎ፡ እንሆ፡ ይሁዳ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ መጸ፣ ምስኡ ድማ ካብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ካብ ዓበይቲ ህዝብን፡ ኣስያፍን ኣባትርን ዝሓዙ ብዙሓት ህዝቢ መጹ።+
43 ብኡብኡ ኸኣ፡ ገና ኺዛረብ ከሎ፡ ይሁዳ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ መጸ፣ ምስኡ ድማ ካብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ካብ ጸሓፍትን ካብ ዓበይትን፡ ኣስያፍን ኣባትርን ዝሓዙ ህዝቢ መጹ።+