-
ማርቆስ 14:69, 70መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
69 እታ ገረድ ረኣየቶ እሞ ነቶም ደው ኢሎም ዝነበሩ፡ ከም ብሓድሽ፡ “እዚ ኻባታቶም እዩ” ኽትብሎም ጀመረት። 70 ንሱ ድማ ከም ብሓድሽ ከሓደ። ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኸኣ፡ እቶም ደው ዝበሉ ኸም ብሓድሽ ንጴጥሮስ፡ “ገሊላዊ ኢኻ እሞ፡ ብሓቂ ኻባታቶም ኢኻ” በልዎ።
-
-
ሉቃስ 22:58መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
58 ድሕሪ ሓጺር ግዜ፡ ሓደ ኻልእ ርእይዎ፡ “ንስኻ እውን ሓደ ኻባታቶም ኢኻ” በሎ። ጴጥሮስ ግና፡ “ኣታ ሰብኣይ፡ ኣይኰንኩን” በለ።+
-