ማቴዎስ 27:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 የሱስ ኣብ ቅድሚ እቲ ሹም ደው በለ፣ እቲ ሹም ከኣ፡ “ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧” ኢሉ ሓተቶ። የሱስ ከኣ፡ “ንስኻ እኳ ትብል ኣለኻ” ኢሉ መለሰሉ።+ ዮሃንስ 12:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ጨናፍር ኦም ስየ ሒዞም ኪረኽብዎ ወጹ። “በጃኻ፡ ኣድሕን! ብስም የሆዋ* ዚመጽእ ንጉስ እስራኤል ብሩኽ እዩ!”+ ኢሎም እውን ጨደሩ።+