ሉቃስ 23:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “እዚ ንህዝብና ኼስድዖም፡ ንቄሳር ግብሪ ኸይግብሩ ኪኽልክሎም፡+ ንሱ ባዕሉ ክርስቶስ ንጉስ ከም ዝዀነ ኸኣ ኪዛረብ ከሎ ረኺብናዮ”+ ኢሎም ድማ ኪኸስስዎ ጀመሩ።+ ግብሪ ሃዋርያት 17:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ምስ ሰኣንዎም፡ ንያሶንን ንገለ ኣሕዋትን ናብ ኣሕሉቕ እታ ኸተማ ወጢጦም ወሲዶም፡ “እዞም ንዓለም ዜዕገርግሩስ* ናብዚ እውን መጺኦም፣+ 7 ያሶን ከኣ ከም ኣጋይሽ ተቐቢልዎም ኣሎ። ኵላቶም ድማ ‘የሱስ ዚብሃል ካልእ ንጉስ ኣሎ’ እናበሉ፡ ምስ ትእዛዝ ቄሳር ዚጻረር ነገር ይገብሩ ኣለዉ” እናበሉ ጨደሩ።+
2 “እዚ ንህዝብና ኼስድዖም፡ ንቄሳር ግብሪ ኸይግብሩ ኪኽልክሎም፡+ ንሱ ባዕሉ ክርስቶስ ንጉስ ከም ዝዀነ ኸኣ ኪዛረብ ከሎ ረኺብናዮ”+ ኢሎም ድማ ኪኸስስዎ ጀመሩ።+
6 ምስ ሰኣንዎም፡ ንያሶንን ንገለ ኣሕዋትን ናብ ኣሕሉቕ እታ ኸተማ ወጢጦም ወሲዶም፡ “እዞም ንዓለም ዜዕገርግሩስ* ናብዚ እውን መጺኦም፣+ 7 ያሶን ከኣ ከም ኣጋይሽ ተቐቢልዎም ኣሎ። ኵላቶም ድማ ‘የሱስ ዚብሃል ካልእ ንጉስ ኣሎ’ እናበሉ፡ ምስ ትእዛዝ ቄሳር ዚጻረር ነገር ይገብሩ ኣለዉ” እናበሉ ጨደሩ።+