ዘሌዋውያን 23:5-7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣብታ ቐዳመይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 14 መዓልቲ እታ ወርሒ፡+ ጽልግልግ ምስ በለ፡* ንየሆዋ ፋስጋ እዩ።+ 6 “‘ኣብ መበል 15 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ንየሆዋ በዓል ቅጫ ይኹን።+ ሸውዓተ መዓልቲ ቕጫ ብልዑ።+ 7 ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ፡ ቅዱስ ኣኼባ ግበሩ።+ ዝዀነ ኸቢድ ዕዮ ኣይትዕየዩ።
5 ኣብታ ቐዳመይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 14 መዓልቲ እታ ወርሒ፡+ ጽልግልግ ምስ በለ፡* ንየሆዋ ፋስጋ እዩ።+ 6 “‘ኣብ መበል 15 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ንየሆዋ በዓል ቅጫ ይኹን።+ ሸውዓተ መዓልቲ ቕጫ ብልዑ።+ 7 ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ፡ ቅዱስ ኣኼባ ግበሩ።+ ዝዀነ ኸቢድ ዕዮ ኣይትዕየዩ።