ዮሃንስ 1:45 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 45 ፊልጶስ ንናትናኤል+ ረኸቦ እሞ፡ “እቲ ሙሴ ኣብ ሕጊ ዝጸሓፈሉ፡ ነብያት እውን ዝጸሓፉሉ፡ የሱስ ወዲ ዮሴፍ+ ብዓል ናዝሬት ረኺብናዮ” በሎ።