ሉቃስ 1:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣነ እውን፡ ኦ ኽቡር ቴዎፍሎስ፡ ንዅሉ ኻብ ፈለማ ብልክዕ ስለ ዝመርመርክዎ፡ በብተራ ኽጽሕፈልካ ሓሲበ።+ ሉቃስ 3:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 የሱስ+ ዕዮኡ ኺጅምር ከሎ፡ ወዲ 30 ዓመት ኣቢሉ ነበረ፣+ ወዲ ዮሴፍ+ ድማ ይመስሎም ነበረ፡ወዲ ሄሊ፡