ግብሪ ሃዋርያት 5:27, 28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ኣምጺኦም ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ደው ኣበልዎም። እቲ ሊቀ ኻህናት ከኣ ሓተቶም፡ 28 “በዚ ስም እዚ ኸይትምህሩ ብጽኑዕ ኣዚዝናኩም ኔርና፣+ እንሆ ግና፡ ንየሩሳሌም ብትምህርትኹም መሊእኩምዋ፣ ደም እዚ ሰብ እዚ ኣብ ልዕሌና ኸተምጽኡ ቘሪጽኩም ኣለኹም” ድማ በሎም።+
27 ኣምጺኦም ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ደው ኣበልዎም። እቲ ሊቀ ኻህናት ከኣ ሓተቶም፡ 28 “በዚ ስም እዚ ኸይትምህሩ ብጽኑዕ ኣዚዝናኩም ኔርና፣+ እንሆ ግና፡ ንየሩሳሌም ብትምህርትኹም መሊእኩምዋ፣ ደም እዚ ሰብ እዚ ኣብ ልዕሌና ኸተምጽኡ ቘሪጽኩም ኣለኹም” ድማ በሎም።+