ማቴዎስ 1:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ወዲ ኽትወልድ እያ፣ ንሱ ኸኣ ንህዝቡ ኻብ ሓጢኣቶም ኬድሕኖም እዩ እሞ፡+ ስሙ የሱስ*+ ክትብሎ ኢኻ።” ግብሪ ሃዋርያት 10:43 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 43 ብእኡ ዚኣምን ኵሉ፡ ብስሙ ሕድገት ሓጢኣት ምእንቲ ኺረክብ፡+ ኵሎም ነብያት ይምስክሩሉ እዮም።”+ ፊልጲ 2:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ስለዚ፡ ኣምላኽ ናብ ዝለዓለ ቦታ ልዕል ኣቢልዎ፡+ ካብ ኵሉ ስም ልዕል ዝበለ ስም እውን ብለውሃት ሂብዎ።+ 10 ከምኡ ዝገበረ፡ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ዘሎ ዅሉ ብርኪ ብስም የሱስ ምእንቲ ኺምብርከኽ፡+
9 ስለዚ፡ ኣምላኽ ናብ ዝለዓለ ቦታ ልዕል ኣቢልዎ፡+ ካብ ኵሉ ስም ልዕል ዝበለ ስም እውን ብለውሃት ሂብዎ።+ 10 ከምኡ ዝገበረ፡ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ዘሎ ዅሉ ብርኪ ብስም የሱስ ምእንቲ ኺምብርከኽ፡+