ግብሪ ሃዋርያት 11:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እቲ ወሪኦም፡ ኣብታ ኣብ የሩሳሌም ዘላ ጉባኤ ተሰምዐ፣ ንሳቶም ድማ ንበርናባስ+ ናብ ኣንጾክያ ለኣኽዎ። ግብሪ ሃዋርያት 12:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 በርናባስን+ ሳውልን ነቲ ዕዮ ረድኤት ኣብ የሩሳሌም ምስ ፈጸሙ፡+ ነቲ ማርቆስ ዚብሃል ዮሃንስ ተማሊኦምዎ ተመልሱ።+