-
ግብሪ ሃዋርያት 6:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 እስጢፋኖስ ድማ ሞገስ ኣምላኽን ሓይልን መሊእዎ ነበረ እሞ፡ ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ዓበይቲ ተኣምራትን ትእምርትታትን ይገብር ነበረ።
-
-
ግብሪ ሃዋርያት 15:12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 ሽዑ፡ ኵሎም እቶም ሰባት ስቕ በሉ፣ በርናባስን ጳውሎስን ነቲ ኣምላኽ ብኣታቶም ኣቢሉ ኣብ ኣህዛብ ዝገበሮ ብዙሕ ትእምርትታትን ተኣምራትን ኬዘንትዉሎም ከለዉ፡ ሰምዕዎም።
-