-
ዘፍጥረት 17:9, 10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ኣምላኽ ድማ ንኣብርሃም ከምዚ በሎ፦ “ንስኻ ኸኣ ኪዳነይ ክትሕሉ ኢኻ፣ ንስኻ፡ ብድሕሬኻ ድማ ዘርእኻ ንውሉድ ወለዶ ኽትሕልዉ ኢኹም። 10 እቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኹምን፡ ብድሕሬኻ ድማ ንስኻትኩምን ዘርእኹምን እትሕልውዎ ኺዳን እዚ እዩ፦ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ተባዕታይ ዘበለ ዅሉ ይገዘር።+
-