ማቴዎስ 13:55 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 55 እዝስ ወዲ እቲ ጸራቢ ደይኰነን፧+ ኣዲኡስ ማርያም እትብሃል ደይኰነትን፧ ኣሕዋቱኸ ያእቆብን ዮሴፍን ስምኦንን ይሁዳን ደይኰኑን፧+ ዮሃንስ 7:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሽዑ፡ ኣሕዋቱ ብእኡ ኣይኣምኑን ነበሩ።+ ገላትያ 1:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ካብ ካልኦት ሃዋርያት ግና፡ ብዘይካ ያእቆብ+ ሓው ጐይታና፡ ካልእ ኣይረኣኹን።