-
ዘጸኣት 2:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ንሱ ድማ፡ “መን መስፍንን ፈራድን ገይሩ ኣባና ሸይሙካ፧ ከምቲ ነቲ ግብጻዊ ዝቐተልካዮዶ ኽትቀትለኒ ደሊኻ፧” በሎ።+ ሽዑ፡ ሙሴ ፈርሀ፡ “እዚ ነገር እዚ ብርግጽ ተፈሊጡ እዩ” ድማ በለ።
-
-
ግብሪ ሃዋርያት 7:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 እቲ ንብጻዩ ዚዕምጾ ዝነበረ ግና ደፊኡ፡ ‘መን ሓለቓን ፈራድን ገይሩ ኣባና ሸይሙካ፧
-