ዘዳግም 18:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የሆዋ ኣምላኽካ ኸማይ ዝኣመሰለ ነብዪ ኻብ መንጎ ኣሕዋትካ ኼተንስኣልካ እዩ። ንዕኡ ስምዕዎ።+ ግብሪ ሃዋርያት 3:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ሙሴ እኳ ኸምዚ ኢሉ እዩ፦ ‘የሆዋ* ኣምላኽ ከማይ ዝኣመሰለ ነብዪ ኻብ መንጎ ኣሕዋትኩም ኬተንስኣልኩም እዩ።+ ንሱ ዚነግረኩም ዘበለ ስምዑ።+