ዘጸኣት 32:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንሱ ድማ ነቲ ወርቂ ኻባታቶም ወሲዱ፡ ብመቕረጺ ገይሩ ቐሪጹ፡ ምስሊ* ምራኽ+ ገበሮ። ንሳቶም ከኣ፡ “ኦ እስራኤል፡ እቲ ኻብ ግብጺ ዘውጽኣካ ኣምላኽካ እዚ እዩ” በሉ።+ ዘጸኣት 32:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንጽብሒቱ ኣንጊሆም ተንሲኦም፡ ዚሓርር መስዋእቲ ሰውኡ፡ መስዋእቲ ሕብረት እውን ኣቕረቡ። ድሕርዚ፡ እቶም ህዝቢ ኺበልዑን ኪሰትዩን ተቐመጡ፡ ኪጻወቱ እውን ተንስኡ።+
4 ንሱ ድማ ነቲ ወርቂ ኻባታቶም ወሲዱ፡ ብመቕረጺ ገይሩ ቐሪጹ፡ ምስሊ* ምራኽ+ ገበሮ። ንሳቶም ከኣ፡ “ኦ እስራኤል፡ እቲ ኻብ ግብጺ ዘውጽኣካ ኣምላኽካ እዚ እዩ” በሉ።+
6 ንጽብሒቱ ኣንጊሆም ተንሲኦም፡ ዚሓርር መስዋእቲ ሰውኡ፡ መስዋእቲ ሕብረት እውን ኣቕረቡ። ድሕርዚ፡ እቶም ህዝቢ ኺበልዑን ኪሰትዩን ተቐመጡ፡ ኪጻወቱ እውን ተንስኡ።+