ግብሪ ሃዋርያት 8:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሳውል ድማ ንምቕታሉ ሰሚሩ ነበረ።+ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብ ልዕሊ እታ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረት ጉባኤ ብርቱዕ መስጐጕቲ ተላዕለ፣ ብዘይካ ሃዋርያት ከኣ፡ ኵላቶም ናብ ዞባታት ይሁዳን ሰማርያን ፋሕ በሉ።+ ግብሪ ሃዋርያት 22:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ደም እስጢፋኖስ እቲ ምስክርካ ኺፈስስ ከሎ ኸኣ፡ ምሳታቶም ሰሚረ ኣብኡ ደው ኢለ ነይረ፡ ክዳውንቲ እቶም ዝቐተልዎ እውን ሓልየ እየ’ ኢለዮ።+
8 ሳውል ድማ ንምቕታሉ ሰሚሩ ነበረ።+ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብ ልዕሊ እታ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረት ጉባኤ ብርቱዕ መስጐጕቲ ተላዕለ፣ ብዘይካ ሃዋርያት ከኣ፡ ኵላቶም ናብ ዞባታት ይሁዳን ሰማርያን ፋሕ በሉ።+